ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወታሃደራዊ ምምሕዳር ግብፂ ሓድሽ መንግስቲ ንምቃምን ክሳብ ሓምለ ስልጣን ናብ ሲቪል ንምስግጋርን ቃል አትዮ


Protesters and police throw stones during clashes near Tahrir Square in Cairo, November 23, 2011.
Protesters and police throw stones during clashes near Tahrir Square in Cairo, November 23, 2011.

ኣብ ግብፂ ሓድሽ መንግስቲ ንምቃምን ክሳብ ዝመፅእ ወርሒ ሓምለ ስልጣን ናብ ሲቪል ንምስግጋር አብ ስምምዕ ዝተበፅሐ ብዓሰርተታት አሽሓት ዝቁፀሩ ግብፃውያን አንፃር'ቲ ወታሃደራዊ ምምሕዳር ኣብ ፅርግያታት ወፂኦም ተቃውሞኦም ኣብ ዘስምዕሉ ዘለው ትማሊ'ዩ።

እቶም ተላዘብቲ ክሳብ 28 ሕዳር ምርጫ ፓርላማ ክጅመርን ኣብ መወዳእታ ሰነ 2012 ዓ.ም ምርጫ ፕረዚደንት ክግበርን ተሰማሚዖም'ለው።

እንተኾነ እዚ ስምምዕ ነቶም ናብ አደባባይ ታሕሪሪ ብቁጠዓ ዝውሓዙ ተቃውሞ ሰልፈኛታት አይዕገቦምን። እቲ ወታሃደራዊ ምምሕዳር ብህፁጽ ካብ ስልጣኑ ይውረድ፡ ሕጂ ክወርድ ንደሊ ይብሉ'ለው።

ንሙሉእ ትህዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምጺ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG