No media source currently available
ሚንስትራት ጉዳያት ወጻኢን ሃብቲ ማያት ኢትዮጵያ፥ግብጽን ሱዳንን ሎሚ ኣብ ከተማ ካርቱም ተራኺቦም: ተዘራሪቦም። ኣብ ልዕሊ ግድብ ህዳሴ ዝካየድ ልዝብ ቅድሚ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብዘይ ስምምዕ ካብ ዝቋረጽ ንደሓር በዚ መልክዕ ልዝብ ክካየድ ፈላማይ’ዩ።