ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ግብፂ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቃውሞ

A man identified only as Fathi, wearing the uniform of a captain in the Egyptian army, is carried by demonstrators on Tahrir, or Liberation Square, in Cairo, Egypt, Monday Jan. 31, 2011
A man identified only as Fathi, wearing the uniform of a captain in the Egyptian army, is carried by demonstrators on Tahrir, or Liberation Square, in Cairo, Egypt, Monday Jan. 31, 2011

ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቁፀሩ ግብፃውያን ሎሚ’ውን ኣብ ካይሮ ኣደባባይ ታሕሪር መንግስቲ ንዝገበሮ ኣዋጅ ሰዓታት እቶ እቶ ብምጥሓስ ናይ 30-ዓመታት መግዛእቲ ሑስኒ ሙባረኽ ንኸብቅዕ ምሕታቶም ቀፂሎም’ለው።

ተቃውሞ ሰልፈኛታት ሙባረኽ ካብ ስልጣኖም ንኽወርዱ ንምግዳድ ፅባሕ ናይ ሓደ ሚልዮን ሰባት ተቃውሞ ሰልፊ ንኽካየድ ፀዊዖም።

መራሕቲ ዓለም’ውን ነዚ ናይ ግብፂ ኩነታት ብቀረባ ይከታትልዎ’ለው። ዜጋታተን ካብ ግብፂ ንምውፃእ ሓያለ ሃገራት ነፈርት ይልእኻ’ለዋ።

እቲ ተቃውሞ ሰልፍታት ካብ ዝጅምር ካብ ዝሐለፈ ሰሉስ ንነጀው ልዕሊ 100-ሰባት ሞይቶም'ለው።

XS
SM
MD
LG