ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

”ህንፀት ግድብ ህዳሴ ንክቋረፅ ክፅውዕ‘የ” ግብፂ


ABAY
ABAY
ግብፂ፣ኢትዮዽያ ንዝጀመረቶ ህንፀት ግድብ ህዳሴ ደው ንክተብሎ ክትሓትት ምኳና ተገሊፁ።ኢትዮዽያ ግና ዘይሕሰብ‘ዩ ኢላ።

ናይ ግብፂ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪት ፓኪናም ኣል-ሸርካዊ“ቀዳማይ ስጉምቲና፣ኢትዮዽያ ነቲ ዝጀመረቶ ህንፀት ግድብ፣ደው ንክተብሎ ምሕታት‘ዩ” ኢለን።

ወሃቢ-ቃል ምንስትር ወፃኢ ኢትዮዽያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ግና ”ህንፀት ግድብ ህዳሴ ኢትዮዽያ ፈፂሙ ኣይቋረፅን” ኢሎም።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:56 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG