ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ሙባረክ መደረ ከስምዑ ትፅቢት ኣሎ

ካልኣይ ሰሙን ዘቀፀረ ህዝባዊ ናዕቢ ግብፂ ኣብ መስቀለኛ መንገዲ ዝበፅሐ ይመስል።ሎሚ ሓሙስ ተገራጫዋይ ዘይናታት እዮም ተሰሚዖም።ብሓደ ወገን ሑስኒ ሙባረክ ስልጣን ንምክትሎም ከረክቡ'ዮም ዝብል ብካልእ ወገን ድማ ምንስቲር ሓበሬታ እታ ሃገር ኣይፋሉን ኣየርክብን ይብል።

እዚ ከምዚ'ሉ ከሎ ፕረዚደንት ሑስኒ ሙባረክ ንህዝቢ መደረ ከስምዑ ትፅቢት ኣሎ።ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና።

XS
SM
MD
LG