No media source currently available
ቤት ፍርዲ ግብጺ ኣብ ወርሒ መስከረም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝጠሓለት ጀልባ ዝሞቱ 202 ሰባት ብዝተአሳሰር ዝተኸሱ 56 ሰባት ካብ ሓሙሽተ ክሳብ ዓሰርተ ዓመታት ማእሰርቲ ፍርዲ ሂቡ። እቶም ሰባት ብቅትለት ሰብ፡ሸለልትነት፡ ጀልባ ፍቓድ ንዘይብሉ ስርሓት ብምውፋር፡ቆልዑ ኣብ ሓደጋ ብምውዳቕን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ብዝብል ክስታት ናብቲ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ ምኳኖም ተፈሊጡ’ሎ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ