ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣል በሽር ምስ ናይ ግብጺ ፕረዚደንት ዓብዱልፈታሕ ኣልሲሲ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም


ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣል በሽር ሎሚ ሶኑይ ምስ ናይ ግብጺ ፕረዚደንት ዓብዱልፈታሕ ኣልሲሲ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣል በሽር ብሰንኪ ምህናጽ ግድብ ፈለግ ኒል ሓርፊፉ ዝጸንሓ ዝምድና ክልቲኣን ሃገራት ንምትዕርራይ ሎሚ ሶኑይ ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱልፈታሕ ኣልሲሲ ኣብ ካይሮ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም።

XS
SM
MD
LG