ዋሽንግተን —
ሰበ-ስልጣን ኣቭየሽን ግሪኽ ኸአ እታ ነፋሪት ግሪኽ ካብ ደሴት ኮርፓቶስ ብሸነኽ ደቡብ’ያ ወዲቃ ኢሎም’ለው።
ናይ ፈረንሳ ፕረዝደንት ፍራንስዋ ኦላንዳ ብወገኖም ንምሕምሻሽ’ዛ ነፋሪት ክኾኑ ይኽእሉ’ዮም ካብ ዝበሃሉ ምኽንያታት አይኮነን ዝበሃል የለን ኢሎም’ለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።