ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ ኢትዮጵያ ኤል- ኒኖ ዘስዓቦ ደርቂ ይፍለጥ ከምዝጸንሐ ተገሊጹ


ክስተት ኤል-ኒኖ አብ ኢትዮጵያ ዘስዓቦ ደርቂ ቅድሚ ሓደ ዓመት ይፍለጥ ከምዝነበረ ተገሊጹ።

ለውጢ ኹነታት አየር ንዝመጽእ ዓመታት አብ ኢትዮጵያ ዝህልዎ ተጽዕኖ ብዝምልከት ዋና አኻያዲ ስራሕ ሳይንስ ኣካዳሚ ፕሮፌሰር ማስረሻ ፈጠነ ዝሃብዎ መብርሂ ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ቃለ-መጠይቕ ፕሮፌሰር ማስረሻ ፈጠነ አብ ክስተት ኤል-ኒኖ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:55 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG