ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ብሰንኪ ኣል ኚኞ ዝተከስተ ደረቅ ኣየር፣ ጠሊን ብርቱዕ ዝናብን ኣብ ከባቢታት ትግራይ ይረአ


ኣል ኚኞ ዝተባሃለ ኩነታት ኣየር ዝፈጠሮ ቅልውላው፣ ደርቂ ኣብ ምብራቅ ኣፍሪቃ፣ ከቢድ ዝናብን ውሕጅን ድማ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ከምዘስዓበ ይፍለጥ።

ድሕሪ ኣብ ገለ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተኸሰተ ደርቂ፣ ከቢድ ዝናብ እንተወቂዑ፣ናብ ቆፎ ዘይኣተወ እኽሊ ክጠፍእ’ዩ። ኣብ’ዚ ቅነ’ዚ ከቢድ ዝናብ ካብ ዝወቀዐሉ ከባቢ ሓደ ማእከላዊ ዞባ ትግራይ’ዩ።

‘እቲ ኩነታት ኣዝዩ ሓደገኛ ኮይኑ ስለዘሎ፣ ንዓቅሚታትና ኣዋዲድና እኽሊ ኣብ እዋኑ ንክእከብ ንሰርሕ ኣለና’ ይብል ሓላፊ ግልጋሎት ኢክስተንሽን ኣቶ የማነ መኮነን።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

XS
SM
MD
LG