ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ናይ ኢትዮጵያ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ አቦ መንበርን ገለ ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ካብ ሓላፍነቶም ክትሕቱ ምውሳኑ ኣፍሊጡ


አቦ መንበሩ ሓዊሱ ዝተወሰነ ኣመራርሓ ካብ ሓላፍነቶም ክትሕቱ ከምዝወሰነ አባላት ቤት ምኽሪ ናይ ኢትዮጵያ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣፍሊጦም።

አቦ መንበር ምዃኖም ኣፍልጦ ቦርድ ምርጫ ከምዘለዎም ዝገለጹ ዶ/ር ጫኔ ከበደን ካልኦት ኣባላት ፋጻሚ ስራሕ’ቲ ፓርቲን እቲ ቤት ምኽሪ’ቲ ፓርቲ ዘካየዶን ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ካብ መዝነቶም ክወርዱ ዝወሰነሉ ኣኼባ ዘይሕጋዊ’ዩ ኢሎም ኣለው።

ቦርድ ምርጫ ብወገኑ’ቲ ትማሊ ዝተኻየደ አኼባን ምርጫ ኣመራርሓን ቃለ ጉባኤ ከምዝበጽሖ አረጋጊጹ ኣብ ሓጺር ጊዜ መርሚሩ ምላሽ ክህቡ’ዩ ምባሉ ተገሊጹ’ሎ።

XS
SM
MD
LG