ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጊዝያዊ ምቁራጽ ምኽፋል ዕዳ ኢትዮጵያን ጽልዋኡን ምስ ዶ/ር ኣብራር ፍትዊ


ጊዝያዊ ምቁራጽ ምኽፋል ዕዳ ኢትዮጵያን ጽልዋኡን ምስ ዶ/ር ኣብራር ፍትዊ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:21 0:00

ጊዝያዊ ምቁራጽ ምክፋል ዕዳ ኢትዮጵያን ጽልዉን ምስ ዶ/ር ኣብራር ፍትዊ

ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ኣለቃሕቲ ክትገብሮ ዝፀንሐት ዘተ ግዝያዊ ምቁራፅ ክፍሊት ዕዳ ኣብ ስምምዕ ከምዝበፅሐትን ኣብ ዝመፅእ ዓመት ክኽፈል ትፅቢት ዝግበረሉ ሓደ ቢልዮን ዶላር ዩሮቦንድ ዝምልከት ድማ ልዝብ ክትጅምር ምዃና ሚኒስተር ፋይናንስ'ታ ሃገር ምሕባሮም ሮይተርስ ይገልጽ።

እዚ ግዝያዊ ስምምዕ ምቁራፅ ምክፋል ዕዳ እንታይ ማለት ምዃኑን ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ቅልውላው ቁጠባ ኣብ ምህዳእ ክህልዎ ዝኽእል ግደን ብዝምልከት ኣብ ሴንት ሜሪ ኮለጅ ኢንድያና ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲ ንግድን ስነቁጠባን ዶ/ር ኣብራር ፍትዊ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG