ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ማሕበረሰብ ልምዓት ኢትዮጵያ መበል 40 ዓመት ምስረታኡ የኽብር


ቤት ምኽሪ ማሕበረሰብ ልምዓት ኢትዮጵያ መበል 40 ዓመት ምስረታኡ የኽብር
please wait
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

No media source currently available

0:00 0:16:17 0:00
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

ቤት ምኽሪ ማሕበረሰብ ልምዓት ኢትዮጵያ መበል 40 ዓመት ምስረታኡ የኽብር

ቤት ምኽሪ ማሕበረሰብ ልምዓት ኢትዮጵያ መበል 40 ዓመት ምስረታኡ ኣኽቢሩ ነይሩ። ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዝሰርሕ ፈላማይ ብሕታዊ ትካል ዝነበረ ኾይኑ ኣብዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ስደተኛታት ዝተሓሓዙ ስርሓት ዝተዋፈሩ ትካላት ኣብነታዊ ኮይኑ ይሰርሕ፣ መሻርኽቲ ቤት ፅሕፈት ማሕበረሰባትን ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈታትን ከፊቱ ካብ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሓሊፉ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኣፍሪቃዊያን እውን ይሰርሕ።

ንስራሕን ምዕባለን ቤት ምኽሪ ማሕበረሰብ ልምዓት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ንመስራትን ፕረዚደንት እቲ ቤት ምኽሪ ዶ/ር ፀሃየ ተፈራ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG