ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራት ቀላይ ቪክቶርያ ንዝምድና ሕብረተሰብ ዘዕብዩ ጸረ-ገበን ስርሓት ይነጥፉ


ሓረስቶት
ሓረስቶት

ሰበ-ስልጣን ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ከባቢ ቀላይ ቪክቶርያ ዝርአ ዝተወደበ ገበናት ንምክልኻል ኣብ ኬንያ ይዘራረቡ ኣለዉ። ወከልቲ ኬንያ: ታንዛንያን ኡጋንዳን፡ ዘይ-ሕጋዊ ምስግጋር ሰባት፡ ዘይሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳን ምቑራጽ ኣግራብን ዝበሉ ገበናት ንምክልኻል ይዘራረቡ ኣለው።

ኣብ 202፡ ኣህጉራዊ ፖሊስ ኢንተርፖል ኣብ ከባቢ ቀላይ ቪክቶርያ 121 ሰባት ካብ ዘይሕጋውያን ኣስገርቲ ኣድሒኑ ኔሩ`ዩ።

ኣብ ወደብ ሞምባሳ ንጋዜጠኛ ዝተዛረበ ሚንስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኬንያ ራይሞንድ ኦሞሎ፡ ሓለዋ ፖሊስ ንምሕያልን፡ ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ዘለዎም ማሕበራውን ቁጠባዊን ዝምድናታት ክመሓየሸን ከም ዝሰርሑ ይሕብር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG