No media source currently available
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ትሕቲ 50 መዓልታት ጥራይ ኣብ ዝተረፈሉ ሕፁያት ተወዳደርቲ ዶናልድ ትራፕን ካመላ ሃሪስን ንቁጠባ'ታ ሃገር ዘሓይልሉ ፖሊስታት ከምዘለዎም ብምግላፅ ኣብተን ወሰንቲ ዝኾና ክፍላተ ግዝኣታት ኣብ ወፍሪ ምርጫ ተዋፊሮም’ለዉ።