ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወፍሪ ጎስጓስ ምርጫ ዶናልድ ትራምፕን ካመላ ሃሪስን - ሓደ ነቲ ሓደ የጥቅዕ


ፕረዚደንታዊ ተወዳዳራይ ሪፑብሊካዊያን ሰልፊ ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕን ሕፅይቲ ፕረዚደንታዊ ተወዳዳሪት ዲሞክራሲያዊያን ሰልፊ ምክትል ፕረዚደንት ካመላ ሃሪስን ነቶም ኣብተን ወሰንቲ ክፍለተ ግዝኣታት ዝርከቡ ገና ዘይወሰኑ መረፅቲ ንምስሓብ ሓደ ነቲ ሓደ ኣብ ምጥቃዕ ተፀሚዶም’ለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG