ዋሽንግተን —
ኣመሪካውያን ኣብ ዝመፅእ 5-ሕዳር ናብ መምረጹ ነቑጣታት ከይዶም ድምጾም ኣብ ዝህብሉ ዶናልድ ትራምፕ ወይ ከኣ ካመላ ሃሪስ መኖም ፕረዚደንት ኮይኑ ናብ ዋይት ሃውስ ከምዝኣቱ ጥራይ ኣይኮኑን ዝመርፁ፡ንባይቶታት ኣመሪካ መን ከምዝቆፃፀሮውን ድምጾም ክህቡ’ዩም።
ነቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ዝኸውን ወሰንቲ ኣጀንዳታት ኣብ ምትግባር ንባይቶ ወከልቲ ህዝብን ባይቶ መወሰኒ ማለት ሴነትን ኣየናይ ፖለቲካዊ ሰልፊ’ዩ ዝቆፃፀሮ ዝብል ቀንዲ ኣገዳሲ ጉዳይ’ዩ።
ቅጥዒ