ዋሽንግተን —
ዩክሬን ኣመሪካ ኣብ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ፕረዚደንት ትራምፕ ወይ ካማላ ሃሪስ ምስ ትምራሕ ኣዝዩ ዝተፈላለየ ተስፋ እዩ ዘለዋ። ክልቲኦም ሕፁያት ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ተካይዶ ንዘላ ኲናት ብኸመይ ከም ዝሕዝዎ ብልክዕ ኣየቐመጡዎን። ክኢላታት ኣብዚ ሕጂ እዋን እዚ ኣብ ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ዓብዪ ለውጢ ስለ ዘርኣየ ዩክሬን ናይ ባዕላ ዕጫ ኣብ ምውሳን ዝበለፀ ሓይሊ ሂቡዋ ኣሎ ይብሉ።
ጥንታዊት ዋና ከተማ ዩክሬን ማዕበል መጥቓዕታት እንታይ ከም ዝመስል ኣፀቢቓ ትርዳእ እያ። ተንተንቲ እውን ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ንኻልኣይ ግዜ እንተድኣተመሪፆም ዝተሓዋወሰ ገምጋም ዘለዎም ይመስሉ።
ቅጥዒ