ዋሽንግተን —
ክልተ ዓበይቲ ፖለቲካዊ ፓርታት ኣመሪካ ኣብ ሕዳር ዝካየድ ምርጫ ኣብ መስርሓት ምዝገባ፣ ምሃብ ድምፂ፣ ምቑፃርን ምርግጋፅን ድምፂ ዝልዓሉ ሕቶታት ብዝምልከት ሻቐሎቶም ይገልፁ።
ዲሞክራሲያዊያን ሰባት ናብ መደብራት መወሃቢ ድምፂ ንከይኣትውን ውፅኢት ኣብ ምርግጋፅን ውዲት ይኣልሙ እዮም ክብሉ ንሪፓብሊካዊያን ይኸሱዎም። ሪፓብሊካዊያን ብወገኖም ናይ ድምፂ መዋሃቢ መሳርሒ ብምዝባዕ ድምፂ መውሃቢ ማሽናት ብምቁፅፃር ከምኡ እውን ክመርፁ ብቑዓት ዘይኮኑ ተሳተፍቲ ኣብቲ ምርጫ ክኣትው ብምግባርን ይጥርጥሩዎም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ