ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤውሮጳ ዘሎ ስእነት ስራሕ፡ ንመጻኢ ዕድል መንእሰያት ኣብ ሕቶ ኣእቲዩዎ`ሎ ኢሎም መራሒ ፈረንሳ

A European flag reflects in a building of the EU headquarters in Brussels. (File)
A European flag reflects in a building of the EU headquarters in Brussels. (File)

6 ሚልዮን መንእሰያት ሕብረት-ኤውሮጳ ስራሕ ስኢኖም ጠጠው ኢሎም ኣለዉ

ሓደ-ርብዒ ቁጽሪ መንእሰያት ኤውሮጳ ሸቕሊ-ኣልቦ`ዩ። ነዚ ብድሆ`ዚ ንምግጣሙ፡ መራሕቲ ኤውሮጳ ተኸታታሊ ዋዕላታት የካይዱ`ለዉ። ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ኣብ ፓሪስ ተኣኪቦም ኔሮም-ብዛዕብኡ ንምዝታይ። ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ድማ ቻንስለር ጀርመን ኣንጀላ መርከል ዘአንገድኦ ዋዕላ ኣብ በርሊን ተኻይዱ ኔሩ።

ኣንጀላ መርከል፡ ጸገም ሸቕሊ ኣልቦነት ንምቕራፍ ዕብየት ኤኮኖሚ ክሕሰበሉ ዘለዎ`ዩ ይብላ፡

6 ሚልዮን መንእሰያት ሕብረት-ኤውሮጳ ስራሕ ስኢኖም ጠጠው ኢሎም ኣለዉ

ኣብ ስጳኛ፡ ትሕቲ 25 ዓመት ዝርከቡ መንእሰያት ፍርቆም ስራሕ የብሎምን። ኣብ ግሪኽ እቲ ቑጽሪ ዳርጋ 60 ሚእታዊ`ዩ።

ንምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ስምዑ፡
XS
SM
MD
LG