ዋሽንግተን —
ትማሊ ሰሉስ ናብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ዝተመለሱ ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ሙሉእ ሰሙን ካብ ዓይኒ ህዝቢ ርሒቆም ዋላ’ውን እንተቐነዩ፣ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ 2024 ከምዘይሳተፉ ምሕባሮም ግን ኣቓልቦ መሓውራት ዜና ስሒቡ'ዩ ቐንዩ።
እዚ ከምዚ’ሉ ከሎ ምክትል ፕረዚደንት ካመላ ሃሪስ ብወገነን ኣብ ወፍሪ ፕረዚደንት ተጸሚደን ይርከባ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ