ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሆላንድ፡ ተማሃሮን ስደተኛታትን ናይ ምትሕንፋጽ መደብ ተተባብዕ


ሆላንድ፡ ተማሃሮን ስደተኛታትን ናይ ምትሕንፋጽ መደብ ተተባብዕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:03 0:00

ብሰንኪ ኣብ ከተማ ኣምስተርዳም ዘሎ ህጽረት ገዛውቲ ሆላንዳዊያን ተማሃሮ ብፍላይ ድማ ኣብ ቀረባ ጊዜ ካብ ዩኒቨርሲቲታት እታ ሃገር ዝተመረቑ ምስ ናብታ ሃገር ዝኣትው ስደተኛታት ንምንባር ይግደዱ። እቶም ተማሃሮን ስደተኛታትን ኣብ ዝተዳለዎም መንበሪ ህንጻ ብሓባር ምንባር ኽክእሉ ይግደዱ። እዚ ሓድሽ መደብ ኣብ ከተማ ኣምስተርዳም ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ዝትግበር ዘሎ ኾይኑ ካልኦት ከተማታት እታ ሃገር’ውን ይኽተልኦ ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG