ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክኢላታት ከባቢያዊ ክንክን ብዛዕባ ናይ ደርባን ዓለምለኸ ጉባኤ ኩነታት ለውጢ ኣየር እንታይ ይብሉ?


ክኢላታት ከባቢያዊ ክንክን ብዛዕባ ናይ ደርባን ዓለምለኸ ጉባኤ ኩነታት ለውጢ ኣየር እንታይ ይብሉ?

ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ደርባን ካብ መወዳእታ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ ን14 ማዕልታት ዝፀንሐን ልኡኻት 194 ሃገራት ዓለም ዝተሳተፉሉን ዓለምለኸ ጉባኤ ለውጢ ኩነታት ኣየር ተኻይዱ ነይሩ።ኣብ 1997 ኣ/ፈ ኣብ ጃፓን ዝተብፅሐ ዓለምለኸ ናይ ኪዮቶ ስምምዕ ለውጢ ኩነታት ኣየር ኣብ ግብሪ ንምውዓል ዓሊሙ ከምዝተኻየደ ዝዝረበሉ ጉባኤ ናይ ኪዮቶ ስምምዕ ኣብ ምፍፃም ዘጋጠሙ ሽግራት ናይ ደርባን ጉባኤ ድማ ኣብ ምንታይ ጉዳያት ከምዝዘተየ፡እንታይ ውሳነታት ከምዘሕለፈን እቶም ውሳነታት ንምትግባር ከጋጥሙ ዝኽእሉ ዕንቅፋታትን ንኽገልፁልና ንኽልተ ክኢላታት ከባቢያዊ ክንክን ንዶ/ር ተስፋማሪያም ዮሴፍ ካብ ኣስመራ ናይ PHD ትምህርቱ ይከታተል ዘሎ ኣቶ ሃይለ ካሕሳይን ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስህዝቢ ገይርና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።ንዝርዝሩ የድምፁ።

XS
SM
MD
LG