ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶ/ር አክሊሉ ኣሻግሬ ኢሳቅ፡ 'ሓደ ሰብ ኩሊት ንኻልእ ዝሓመመ ሰብ ክህቦ ክሓስብ ከሎሙሉእ ምርመራ ክገብር ይግባእ'


ሓደ ንዝሓመመ ሰብ ኩሊት ንምሃብ ዝወሰነ ሰብ ንርእሱ ኾነ ነቲ ዝህቦ ሰብ ከይሃሲ አቀዲሙ ሙሉእ ምርመራ ክገብር አለዎ ክብል ዶ/ር አክሊሉ አሻግሬ ኢሳቅ ገሊፁ።

ዶ/ር አክሊሉ አሻግሬ ኢሳቅ ናይ ክንክን ጥዕና ኩሊት ኪኢላን ካይዘር ፐርማነንተ ኣብ ዝተባህለ ትካል ጥዕና ንናይ ዲሲ ሜሪላንድን ቨርጂንያን ሓላፊ ምቅያር ወይ ምትካእ ኩላሊት ምስ ሬድዮ ድምፂ አሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ'ዮም ነዚ ገሊፁ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG