ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያውን ኤርትራዊን ስነ-ጥበባውያን ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ


ዛጊድ ብዝዓየዪዎ ከይዓገቡ ገና ንሰርሖ ኣለና'ውን ይብሉ

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ደረጃ ብቅዓት ተዋስኦ ምስ ተዋስኦታት ኣምሓርኛን ኦሮምኛን ኣነፃፂርካ ኣብ ትሑት ብርኪ ከምዝርከብ ስነ-ጥበባዊ ኪሮስ ሃይለስላሰ ገሊፁ።ካብ ስሳታት ንደሓር ኣብ ኤርትራ ንዝራኣዩ ዝነበሩ ምርኢታት ሙዚቃን ተዋስኦታትን ኣፀቢቁ ዝዝክርን ይሳተፋሎም ዝነበረን ይትባረኽ ገ/ትንሳኤ ብወገኑ ኣብ ኤርትራ ክእለት ዘለዎም ስነ-ጥበባዊያን ክራኣዩ ጀሚሮም ኣለው ገና'ውን ዝበለፁ ክመፁ ምኻኖም ይኣምን።

XS
SM
MD
LG