ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶክተር ክብርኣብ ፍረ -- ፍርቂ ዘመን ኣብ ኣገልግሎት ህዝቢ


ዶክተር ክብርኣብ ፍረ -- ፍርቂ ዘመን ኣብ ኣገልግሎት ህዝቢ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:09 0:00

ደራሲ 12 መጽሓፍቲ፡ ዝበዝሓ ካብኣተን ብዙሕ ተነባባነት ዘለወን ልብ-ወለዳውያን መጽሕፍቲ ዝዀነ ዶክተር ክብርኣርብ ፍረ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ኣብ መበል 81 ዓመቱ ዓሪፉ። ስነ-ስርዓት ቀብሩ ድማ ሰኑይ ኣብ ኣስመራ ተፈጺሙ ኣሎ። ናይ ሎሚ መደብ ቂሐ-ጽልሚ እምበኣር ነዚ ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝሰርሐ ሓኪምን ደራሲን’ያ ይክትዝክር።

XS
SM
MD
LG