ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ብመንጽር ዝጸንሓቶ ቅልውላው ኢትዮጵያ ናብ ጽቡቕ መንገዲ ኣትያ ኣላ'የ ዝብል' ኢሎም ዶ/ር ገላዴዎስ ኣርኣያ


ዶ/ር ገላዴዎስ ኣርኣያ
ዶ/ር ገላዴዎስ ኣርኣያ

'ቀ/ሚ ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ መቐለ ከይዶም ብትግርኛ መደረ ምቕራቦም ብዙሕ ሰብ ተደኒቑ’ዩ። ኣነ ግን ኣይተደነቕኩን ምኽንያቱ ትግርኛ ከምዝዛረቡ ኣቐድም ኣቢለ ይፈልጥ ስለዝነበርኩ’ ይብሉ ዶ/ር ገላዴዎስ ኣርኣያ።

‘ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኮይኖም ኣንጻር ኢትዮጵያ ጫውጫው ዝብሉ ኢትዮጵያዊያን መናእሰይ ማለተይ’የ እምበር ብሕልፊ እቶም እሳት ወዲ እሳት ፈሊጦም’ዮም ዝጋገዩ ፈሊጦም እዮም ዘይኮነ ዜናታት ዘማሓላልፉ። ግን እንታይ መሲልዎም ዶ/ር ኣብዪ ዳርጋ ከምናቶም ኣቶ ለማ መገርሳ ዳርጋ ከምናቶም ገይሮም’ ይሪኢዎም ስለዝነበሩ’ዩ’ ኢሎም።

‘ዶ/ር ኣብዪ ልክዕ ከም’ቲ ናይ ኢህወዴግ ዕላማ ሒዞም ምስቀረቡ ግን ከመይ ኢሎም’ሞ ዳኣ ክፈትውዎም’ሞ?’ ኢሎም’ውን ይሓቱ።

ብዛዕባ ‘እቲ HR-128 ዝብል መጸውዒ ዘለዎ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ዘሕለፎ ውሳነ ካብ ምፍርራሕ ዝሰገረ ውጽኢት ከምዘይህልዎን፣ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጽዕንቶ ንምንባር ሓሲባ ዝገበረቶን’ያ’ በሉ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ‘ናይ ሕቡራት መንግስታት መርማሪ ኣካል ኣትዩ መርመራ ንክገብር ሕቶ እንተቐሪቡሉ ይቀበሎም’ ዝብል ማዕዳ ክህብ ይደሊ እየ’ ባሃላይ’ዮም ዶ/ር ገላዴዎስ ኣርኣያ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:21 0:00

XS
SM
MD
LG