ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሕሓዝ ፋይንናስ ስጡም ቁፅፅር ንኽገብር ፃዊዒት ቐሪቡ


Binh sĩ Ethiopia giết 15 phần tử nổi dậy, bắt 2 nhà báo
Binh sĩ Ethiopia giết 15 phần tử nổi dậy, bắt 2 nhà báo
ኣብ ኢትዮጵያ ዝንቀሳቐስ ቀንዲ ዓለምለኸ ጉጅለ ረድኤት ብደረጃ ፌደራልን ክልልን ብመንግስታዊ ኣተሕሕዛ ፋይናንስን ኣገባብ ቁፅፅርን ሻቐሎቱ ብምግላፅ ስጡም ቁፅፅርን ምምሕያሽን ክግበር ፀዊዑ።

ኣብ መጀምርያ እዚ ሕዚናዮ ዘለና ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብዝተኻየደ ናይ ክልተ ማዕልታት ኣኼባ መንግስቲ ኣብ ኣተሓሕዛ ገንዘብ ጥቡቕ ቁፅፅር ንኽገርብ እቲ ጉጅለ ሓቲቱ።

ኣብ ብርክት ዝበሉ ከባቢታትን መንግስታዊ መሓውራትን ብዝተኻየደ ገምጋም እዩ እቲ ሻቐሎት ዝግለፅ ዘሎ።እቲ ጉጀለ ኣብ ፈለማ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ፋይናንሳዊ ምምሕዳር ምምሕያሽ ነይሩ ኢሉ እንተነበረ’ውን ገሊኦም ሽግራት ከምዘይተፈትሑን ኣብ ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ብርኪ ከምዝርከብን ተፈሊጡ’ሎ።
XS
SM
MD
LG