ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ብዘጋጠመ ደርቂ ሕጽረት መግቢ፡ ማይን ጸገም ቀለብ እንሰሳ ምስዓቡ ተሓቢሩ https://t.co/13mSVFhx5G #Eritrea #Ethiopia… https://t.co/9cTPxeWwSF
— VOA Tigrigna (@VOATigrigna) 26.1.2017

ዶናልድ ትራምፕ: ነጋዳይ: ፖለቲከኛ: ኣዳላዊ ትሕዝቶ ተለቪዥን ሕጂ ድማ ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ እዮም። መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኖም ድማ ስልጣን ካብ እዋናዊ ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ዝመጽእ ዓርቢ 20 ጥሪ 2017 ክርከቡ እዮም። እዚ ዓምዲ'ዚ ንስነ-ስርዓት ጽምብል ቃለ-መሓላ ፕረዚደንት ኣመሪካ ኣቶኪሩ -ንዝካየዱ ዓበይቲ ዓበይቲ ፍጻመታት ብጽሑፍ: ስእልን: ቪድዮን ኣሰንዩ ዘስፍርዩ።