ፕረዝደንት ትራምፕ ምህናጽ መንደቕ ኣብ ዶብ ኣሜሪካን ሜክሲኮን ብቕልጡፍ ክጅመር አዚዞም https://t.co/GeHAZVQsEf #Eritrea #Ethiopia #VOATigrigna #Trump #Mexico #Immigration
— VOA Tigrigna (@VOATigrigna) 26.1.2017
ኣስታት 200,000 ነበርቲ ከተማ ሆንግ ኮንግ ኣብ 1.8 ስ.ሜትር ስፍሓት ዘለዎ ገዛ ይነብሩ።እዚ ማለት ስፍሓት እቲ ገዛ ክንዲ ሳንዱቕ ሬሳ ማለት እዩ። #Eritrea… https://t.co/IaUekf7M8g
— VOA Tigrigna (@VOATigrigna) 26.1.2017
ነበርቲ ከተማ ሞሱል ንቡር ናብራ ክመርሑ ይፍትኑ #Eritrea #Ethiopia #VOATigrigna #Mosul #Iraq https://t.co/2VwtzEg4Pr
— VOA Tigrigna (@VOATigrigna) 26.1.2017
ደገፍቲ ፕረዝደንት ትራምፕ ኣብ ስጉምቲ ምርቋሕ ኣባላት ካቢነ ይከፋፈሉ https://t.co/lsuzhKSu7J #Eritrea #Ethiopia #VOATigrigna #USA #Trump… https://t.co/FVqpGvxehm
— VOA Tigrigna (@VOATigrigna) 25.1.2017