ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ ኢትዮጵያ ዝሰግሩ ዘለዉ ስደተኛታት ሶማል ይውስኹ`ለዉ


ካብ ኩናት ዝሃደሙ ከምዝኾኑ ይገልጹ

ሎሚ ናብ ካምፕ ዶሎ ኣዶ ዝኣትዉ ዘለዉ ሶማልያውያን፡ ካብቶም ቅድሚ 6ተ ሰሙን ዝመጹ ዝነበሩ ትርኢቶም ዝሓሸ ይመስል።

ኣብ`ቲ ኸባቢ ዝናብ ክሃርም ስለዝጀመረ ተስፋታት ኣሎ፡ እንተኾነ ሓደሽቲ ዝመጹ፡ ምኽንያት መህደሚኦም፡ ኩናት ሕድሕድ ምዃኑ ይገልጹ። “ንብረቶም ጠቕሊሎም ክሃድሙ ዝተገደዱ ሰላም ስለዝሰኣኑ`ዩ”

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG