No media source currently available
ደራሲን ዳይሬክተርን ኤፍሬም ካሕሳይ (ወዲ-ዃዳ) ዝያዳ ዝልለየሉ ዓውዲ ድራማን ፊልምን ደኣ ይዅን እምበር፡ ካብኡ ፍልይ ብዝበለ መልክዕ “ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ኣስመራ” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ፈይስቡክ ዝዝርግሖ ጽሑፋት ግን ኣቓልቦ ኣሽሓት ኣንበብቲ ይርከብ ኣሎ።