ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ኣስመራ፡ ጸሓይ ወዲ-ዃዳ


ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ኣስመራ፡ ጸሓይ ወዲ-ዃዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:32 0:00

ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ኣስመራ፡ ጸሓይ ወዲ-ዃዳ

ደራሲን ዳይሬክተርን ኤፍሬም ካሕሳይ (ወዲ-ዃዳ) ዝያዳ ዝልለየሉ ዓውዲ ድራማን ፊልምን ደኣ ይዅን እምበር፡ ካብኡ ፍልይ ብዝበለ መልክዕ “ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ኣስመራ” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ፈይስቡክ ዝዝርግሖ ጽሑፋት ግን ኣቓልቦ ኣሽሓት ኣንበብቲ ይርከብ ኣሎ።

እዛ ገጻ፡ ኣብ ኣስመራ፡ ኣብ በበይኑ ወለዶታት ልሉይ ተራ ዘለዎም ወይ ዝነበሮም ውልቀ-ሰባት፡ ብዘበርክቱዎ እወንታዊ ተራን ዝልለዩሉ ኣበርክቶን ኣጕሊሓ ከተርኢ ትጽዕር። ኣብዛ ገጽ ድሮ ናይ ልዕሊ 90 ውልቀ-ሰባት ዛንታ ሰኒዱ ከም ዘሎ ዝሕብር ኤፍሬም፡ ኣብዚ ስራሕ ድርኺት ዝዀኖን ኣገባብ ምድላዋቱን ብዝምልከት ጋሻ ድምጺ ኣመሪካ ኰይኑ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG