ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቅ ምስ ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሰ


ብወገነይ ናጽነት ኤርትራ ክትንከፍ ዝደሊ ኤርትራዊ እንተሃሊዩ ክኹነን ኣለዎ ብሃላይ`የ - ዶር. በረኸት

ኣብ ዩናይትድ ስቴይትስ ክፍለ-ግዝአት ኖርዝ ካሮላይና ዩኒቨርስቲ ኖርዝ ካሮላይና ኣብ ቻፕል ሂል ናይ ሕግን መፅናዕቲ አፍሪቃን ፕሮፌሰር ዝኾኑ ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሰ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜርካ ቓለ-መጠይቅ ጌሮም'ለው።

እቲ ምስ ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሰ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቅ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ቀረባ ዘውፅእዎ መፅሓፍን ብዛዕባ'ቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን አመልኪቶም ኣብ ቀረባ ዝተዛረብዎን ዝምልከት'ዩ።

ንምስምዑ ናብቲ ምልክት ድምፂ ኸድኩም ነቲ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

XS
SM
MD
LG