ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓድሽ ዝተመርጹ አቦ መንበር ኢህወዴግ ሶኑይ ቃለ መሓላ ክፍጹሙ'ዮም


ሓድሽ ዝተመርጹ አቦ መንበር ኢህወዴግ ዶ/ር አብይ አሕመድ ዝመጽእ ሶኑይ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ብምዃን ቃለ መሓላ ክፍጽሙ'ዮም:ንህዝቢ ድማ መደረ ከምስዑ' ዮም።


ብኣመራርሓ ኢህዴውን ኢህወዴግን እምነት ዝተነብሮም ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ናይ መዝነት ግዚኦም ዝህልዎ ፈተናን ተስፋን የዘራርብ ኣሎ።


ሶኑይ ኣብ ዝኻየድ ፍሉይ ኣኼባ ፓርላማ ኢትዮጵያ ዛዕብኡ ቃለ መሓላ ዶ/ር አብይ ምፍጻምን ስልጣን ምርኽኻብን ከምዝኸውን ምንጭታት ገዛኢ ፓርቲ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሓድሽ ዝተመርጹ አቦ መንበር ኢህወዴግ ሶኑይ ቃለ መሓላ ክፍጹሙ'ዮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:14 0:00

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ህልው ኩነታት ሰላም ኢትዮጵያ ከመይ ይግምገም

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG