No media source currently available
ኣብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ ነጻ ናይ ንግዲ ዞባ ጅቡቲ ትማሊ ሓሙስ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ፕረዚደንት’ታ ሃገር ኢስማዒል ዑመር ገለ እዚ ናይ ትሕቲ ቅርጺ ፕሮጀክት ንቦታ ጅቡቲ ኣብ ዓለምለኸ ንግድ ክብ ዘብል’ዩ ክብሉ ንዒዶም።