No media source currently available
ትማሊ ሰኑይ ታሕሳስ 21 ኣብ ጂቡቲ ኣብ ሞንጎ ተቓወምትን ፖሊስን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ተቓወምቲ ወገናት 19 ሰባት ከምዝተቐትሉ ክገልጹ ከለው መንግስቲ ግን 9 ጥራይ ከምዝቖሰሉ ይሕብር።