ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ ነቲ ኣብ ጂቡቲ ዝተፈጥረ ህውከት ኣውጊዛቶ


ኣሜሪካ ሎም ቅነ ኣብ ጂቡቲ ዝተፈፀመ ተግባር ህውከት ኣውጊዛቶ። ዝተኣሰሩ መራሕቲ ተቃውሞ ንክፍትሑ ፀዊዓ።

ሓይልታት ጸጥታ ጂቡቲ ን19 ሰባት ከምዝቀተሉ ተቃወምቲ ይገልፁ። ትማሊ ምሸት መግለፂ ዘውፀአ ሚኒስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ 'መንግስቲ ጂቡቲ ናፅነት ምዝራብን ሓሳብካ ምግላፅን ምእካብን ዜጋታቱ ንከኽብር ጸዊዑ'።

XS
SM
MD
LG