ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውሽጣውያን ተመዛበልቲ ክልል ትግራይ ናብ መንበሪኦም ክምለሱ ዝፅውዕ ሰላማዊ ሰልፊ የካይዱ


ውሽጣውያን ተመዛበልቲ ክልል ትግራይ ናብ መንበሪኦም ክምለሱ ዝፅውዕ ሰላማዊ ሰልፊ የካይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:40 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ከተማታት ዓዲግራት፡ ዓድዋ፡ ሽረ እንዳስላሴን ኣኽሱምን ዝርከቡ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ንኽምለሱን ብተወሳኺ ድማ ሰብኣዊ ሓገዝ ንክቐርበሎም ዝሓትት ሰልፊ ኣካይዶም። ብተደጋጋሚ እዋን፡ ተመሳሳሊ ሕቶ ኣቕሪቦም ሰማዒ ግን ከም ዘይረኸቡ ተሰለፍቲ፡ ቅልጡፍ ፍታሕ እንተ ዘይረኺቦም ዝገደደ ሳዕቤን ክስዕብ ከም ዝኽእል የጠንቅቑ። ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ነቲ ጉዳይ ቀዳምነት ሂቡ ከም ዝሰርሓሉ ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG