ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፡ ምስ ኣቶ ኪዳነ ኣመነ፡ዶ/ር ደጀን መዝገቦን ኣቶ ሃያሉ ጎደፋን


ኣቶ ኪዳነ ኣመነ፡ዶ/ር ደጀን መዝገቦን ኣቶ ሃያሉ ጎደፋን
ኣቶ ኪዳነ ኣመነ፡ዶ/ር ደጀን መዝገቦን ኣቶ ሃያሉ ጎደፋን

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ብሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ተዳልዩ ብፖሊስ እታ ከተማ ዝተበተነ ሰላማዊ ሰልፊ ስዒቡ ብዙሕ ምስሕሓባትን ዘረባን ፈጢሩ’ዩ።

ንምዃኑ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ፣ ናጽነት ትግራይን ባይቶና ዓባይ ትግራይን፣ ምስ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝፈላልዮምን ዘመሳስሎምን ነጥብታት እንታይ’ዩ፧ ኣብ መንጎ ሓድሕዶም ዘሎ ፍልልይ’ከ እንታይ’ዩ፧ ኣብ መጻኢ ብኸመይ ክቕጽሉ ይሓስቡ፧ ወዘተ ኣብ ዝብሉ ኣርእስታት ንሰለስተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣሎና።

ኣጋይሽና ኣቶ ኪዳነ ኣመነ ካብ ውድብ ባይቶና፣ ዶክተር ደጀን መዝግቦ ካብ ውድብ ናጽነት ትግራይ፣ ከምኡ’ውን ኣቶ ሃያሉ ጎደፋ ካብ ውድብ ሳልሳይ ወያነ’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG