ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፡ ኣብ ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛ

ዶክተር ዳንኤል ተኽሉን ኣቶ ኣርኣያ ካሳን
ዶክተር ዳንኤል ተኽሉን ኣቶ ኣርኣያ ካሳን

ኣብ ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛ ዝርኣዩ ፀገማት፣ ኣብ ምፍጣር ንኹሉ ዘረዳድእ ምእኹል ናይ ፅሑፍ ኣጠቓቕማን ተዛመድቲ ነጥብታትን ብዝምልከት ምስ ዋና ዳይረክተር ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዶክተር ዳንኤል ተኽሉን ኣብ ዝተፈላለዩ ምርምራት ቋንቋ ዝነጥፍ ኣቶ ኣርኣያ ካሳን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ሳልሳይ ክፋል'ቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG