ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልል ትግራይ


ኣብ ክልል ትግራይ ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ስዒቡ ዝተቋረፀ ኲናት ኣብቲ ክልል ብዙሕ ለውጢ ምምፅኡ ዝፍለጥ እዩ። ሓደ ካብኡ ኣብ ውሽጢ ውድብ ህወሓት ዝተፈጥረ ዘይምቅዳው እዩ። እቲ ስምምዕ ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ምኽንያት ምክፍፋል ኮይኑ እዩ።

ቅድሚ ሕጂ ኣብ ታሪኽ ህወሓት ኣጋጢሞም ካብ ዝነበሩ ዘይምቅዳው እዚ ናይ ሕጂብኸመይ ይመሳሰልን ይፍለን? እዚ ብኽልቲኡ ወገን ዝካየድ ጎስጓስን ምትሕልላኻትን'ኸ ናበይ'ዩ ከምርሕ?

ኣጋይሽና ሰብ ሞያ ሕግን ተንተንቲ ፖለቲካዊ ጉዳያት ኢትዮጵያን ከምኡ'ውን ክልል ትግራይ ኣቶ ሙስጦፋ ዓብን ኣቶ ተኽሊት ገብረመስቀል'ዮም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልል ትግራይ ኣዘራሪብናዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG