ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ ኣብ ጉዳይ ክትዕ ፕረዝደንታዊ ሕጹያት ኣሜሪካ


ሕጽይቲ ዲሞክራቲክ ፓርቲ ሂላሪ ክሊንተንን ሕጹይ ሪፖብሊካን ፓርቲ ዶናልድ ትራምፕ ልዕሊ ሓደ ሚእቲ ሚሊዮን ኣሜሪካዊያን ብቴሌቭዥን ብቐጥታ ዝተኸታተልዎ ፈላማይ ውዕውዕ ክትዕ ትማሊ ምሸት አካይዶም።

ኣብቲ 90 ደቓይቕ ዝወሰደ ክትዖም ኣብ ፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ፡ቁጠባን ካልኦት ኣርእስትታትን ተኻቲዖም’ዮም።

ብዛዕባ’ቲ ዝነበረ ክትዕ ካልኦት ነጥብታትን ክልተ አጋይሽ ኣዘራሪብና’ዮም ‘ለና።

ኢትዮጵያዊ ኣሜሪካዊ አቶ ሰለሙን መዝገበ ካብ ቦስተን ማሳቹተስን ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ አቶ ኢልያስ አማረን’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

ዘተ ኣብ ጉዳይ ክትዕ ፕረዝደንታዊ ሕጹያት ኣሜሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:41 0:00

ካልኣይ ክፋል'ቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

ዘተ ኣብ ጉዳይ ክትዕ ፕረዝደንታዊ ሕጹያት ኣሜሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:26 0:00

XS
SM
MD
LG