ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

4ተ ኣጋይሽ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኣስመራ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ዝተኻየደ ተቓውሞ ይካትዑ


Debate Guests

ኣርባዕተ ኣጋይሽ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኣስመራ 31 ጥቕምቲ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ዘበገሰ ፡ጉዳይ ሃይማኖታዊ ትካላት ትምህርቲ ተኻቲዖም ኣለዉ።

ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ ማሕሙድ ካብ ዓዲ-እንግሊዝ፡ ዶ/ር በረኸት ፈዳይ ከምኡ ኣቶ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ(ሊንጎ) ካብ ክፍለ-ግዝኣት ሚነሶታ፡ ኣቶ ጀሚል ኣማን ካብ ክፍለ ግዝኣት ቨርጂንያ`ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:23:04 0:00

XS
SM
MD
LG