ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፤ ኲናት፡ ስደትን ምዝንባልን ኣብ ጥዕና ስነ ኣእምሮ


ዘተ፡ ኲናት፡ስደትን ምዝንባልን ኣብ ጥዕና ስነ ኣእምሮ ሰባት ዘሕድሮ በሰላን
please wait

No media source currently available

0:00 0:20:16 0:00

ዘተ፡ ኲናት፡ስደትን ምዝንባልን ኣብ ጥዕና ስነ ኣእምሮ ሰባት ዘሕድሮ በሰላን

ውግእን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊያን ሰባት ዝፍጸም ግፍዒን፣ ስደት፣ መከራን ምምዝባልን ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ሰባት ከቢድ በሰላ ከምዘዕርፍ ምሁራትን ኪኢላታትን ይሰማምዑ። ብዘይካ’ዚ፣ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ጉዳይ ኩነታት ጥዕና ኣእምሮ ሰባት’ቲ ዝግባእ ግንዛበ ከም ዘይጸንሖ ክኢላታት እቲ ዓውዲ ይዛረቡ።በዚ ምኽንያት ድማ ኣብ ምፍዋሱ ዝግበር ጻዕሪ’ውን ክንድ’ቲ ትጽቢት ዝግበሮ ውጽኢት ክህብ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል’ዩ።

ኣብዚ ጉዳይዚ ሓሳባቶም ከካፍሉና በዓል ሞያ ጥዕና ስነ ኣእምሮ ዶክተር ቴድሮስ ኣማኑኤል ካብ ሽወደን፣ ፕረዚደንትን መስራቲትን መርበብ ዓለምለኸ ሰብሞያ ሕክምና ትግራይ ዶክተር ርሻን ደስታ ካብ ኣመሪካን፣ ክኢላ ጥዕና ኣእምሮን ዶክተር ዜናዊ ዘሪሁን ካብ ዩኒቨርስቲ መቐለን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG