ዋሽንግተን —
ነበርቲን ናይ ቀረባ ተዓዘብቲን ከም ዝምስክርዎ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተረጋግአ ሃዋሁ ሰላም እንተሎ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ግን በበይኖም ብድሆታት ይገጥሙዎ ከምዘለው ይሕብር። ፕረዚደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታችው ረዳ፣ ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ዝበልዎ ብድሆታት ዘመልክት’ዩ። ኣብ’ዚን ካልኦትን ጉዳያት ነጥቢታት ብምልዓል ሓሳባቶም ንዘካፈሉና ወ/ሮ ኣበባ ኣሰፋ ነባሪት ዋሺንግተን ዲሲ፣ ኣቶ ብስራት ኣማረ ነባሪ ኮሎምቦስ ኦሃዮ ከምኡ’ውን ኣቶ ዑቕባይ በርሀ ነባሪ ፊላደልፊያ ፐንሲልቫኒያ’ዮም እዮም ነይሮም።
ወ/ሮ ኣበባ ስም ኣቦኣ ‘መስፍን’ ብምባል ዝተነበበ ብጌጋ ምዃኑ እንዳሓበርና ይቅሬታ ንሓትት።
ቅጥዒ