ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፡ ኣብ ጉዳይ ናብ ክልል ትግራይ ዝተላእከ ሓገዝ ኣብ ዕዳጋ ምርካብን ጊዝያዊ ደው ምባል ሓገዝን


ኣቶ ገብረእግዚኣብሄር ኣረጋዊን ኣይተ የውሃንስ ኣለማየሁ
ኣቶ ገብረእግዚኣብሄር ኣረጋዊን ኣይተ የውሃንስ ኣለማየሁ

ኣብ ትግራይ ጉሕለት ተፈፂሙ ብዝብልን ከምኡ'ውን ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝተላእኩ ቀረባት ኣብ ኢድ ነጋዶ ይሽየጡ ኣለዉ ብዝብል ምኽንያት ትካል ተራድ ኦ ኣመሪካ ፕሮግራም መግቢ ዓለምን ነቲ ክልል ዝህብዎ ዝነበረ ሓገዝ ንጊዝኡ ደው ምባሎም ምግላጾም ይዝከር።

ንውሳነታት እተን ገበርቲ ሰናይ ትካላት ስዒቡ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምትን ነቲ ውሳነ ንምምላስ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪን ከብርሁልና ካብ ኮምሽን ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ዳይሬክተር ዳይሮክተሬት ቅድመ መጠንቀቕታ ህፁፅ ግብረ መልስን ኣቶ ገብረእግዚኣብሄር ኣረጋዊ ከምኡ'ውን ኣብ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ፡ ፋይናንስን በጀትን ብሓላፍነት ዝሰርሑን ነቲ ናይቲ ዞባ ኩነታት ብቐረባ ዝከታተሉን ኣብዚ እዋን ድማ ኣብ ስዊድን ዝነብሩ ኣይተ የውሃንስ ኣለማየሁ ዓዲምናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

እዚ ቃለ መሕትት ኣብ ዝተፈላለየ ሰዓት ዝተኻየደ ምኳኑ ክንገልፅ ንፎቱ።

XS
SM
MD
LG