ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓዳስ መጽሔት ‘ድስኮርስ’ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ንባብ በቂዓ


መጽሔት ዲስኮርስ

ንፖሊሲ ወጻኢ ኢትዮጵያን ኣፍሪቃን ናይ ምጽላው ተኽእሎ ኣለዋ ዝተባሃለላ ሓዳስ መጽሔት ‘ዲስኮርስ’ ትርጉም ‘ወግዕታት፣ መደረታት ወይ ዲስኩር’ ናብ ንባብ በቂዓ’ላ።

እታ በቢርባዕ ዓመት ሓደ ጊዜ ብእንግሊዝኛ ትሕተም መጽሔት፣ ኣብ ርእሰ ከተማ ኣፍሪቃ ዝኾነት ኢትዮጵያ ምስ ምሕታማ ኣብ ምጽላው መራሕቲን ፖለቲከኛታት ልዑል ኣበርክቶ ኣለዋ’ ይብል ቀንዲ ኣሰናዳኢኣ ጋዜጠኛ ዳደ ደስታ።

ነታ መጽሔት ንምምራቅ ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት ዝተረኸቡ ሚኒስትር ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶ/ር ወርቅነህ ገበዮሁ ‘ዘይነበረን ዘይጸንሐን ንክፍተት ዝመልአን’ ክብሉ ሪኢቶ ሂቦም ኣለው።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG