ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ዳይሬክተር ምትሕብባር ሰብኣዊ ሓገዝ ጆን ጂንግ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ዘካየድዎ ዑደት ዝሃብዎ መግለጺ


ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ዳይሬክተር ምትሕብባር ሰብኣዊ ሓገዝ ጆን ጂንግ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ዘካየድዎ ዑደት “ 50 ሚእታዊት ካብ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህጻናት እታ ሃገር ግቡእ ዕብየት አየርእዩን ማለት ምድኽዳክ ይረአ፡ 39 ሚእታዊት ድማ ትሕቲ ግቡእ ሚዛን እዮም” ኢሎም።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

XS
SM
MD
LG