ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ልዕሊ ፍጥነት እግሪ፡ ብኢዱ ዝወርድ መንእሰይ
ድራር ኣቦይ፡ ፍሉይ ክእለታት ዝውንን መንእሰይ’ዩ። ካብ መዝገብ ክብረ-ወሰን ብተዓዛብነት ዝተረኽቡሉ ናይ ቀረባ ምርኢት ድማ ን10 ደርቢ ፕላነት ሆቴል መቐለ ብኣስታት ክልተ ደቒቕ’ዩ ብኢዱ ወሪዱዎ። እዚ ነቶም ክምስክሩ ዝመጽኡ’ውን ምርካብ ዝሰኣኑዎ ፍጥነትን ተውህቦን ኣመልኪቱ ንመንእሰይ ድራር ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
ቅጥዒ